... ይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 (ቅድሚ 21 ሰዓት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... ት እትውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ንቤት መዛጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ከ/ስራሕ ት/0/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓትን ናይ ሞተር ሳይክል ዕድጊትን ናይ መኪና መላወጢ አቅሑትን ን2018 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንከተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት እትዉል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዴት ን2018 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድን ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንኩተማ እንትጮ ማይ ግልጋሎት ትውዕል ሓንቲ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 (29 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት መኪናዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዘውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ንቤት ማዘጋጃ ዕሸል ከተማ ትኹል ግልጋሎት ዝውዕል ሓንቲ ቦክሰር ሞተር ሳይክል VAT ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል