ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ናይ ኮምፒተር፣ፕሪንተር፣ፎቶ ኮፒን ካልኦት ማሽነሪ ኣቁሑትን ንምፅጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።