ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተትሓዘ ምዕዳግን ኣቅሑትን፣ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ኔትዎርክን ማለት ምድብ 1 ንዳታ ማእከል መስፋሕፈሒ ዘገልግሉ ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት፣ ምድብ 2 ሳፕላይ ኤንድ ኔትዎርክ ኢንስታሌሽን ኣንድ ኮንፊጌሬሽን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ሶፍትዌር ምዕባለ ከምኡውን ናይ ድሕንነት ካሜራ ምስ ኢንስታሌሽን / Software Development & Warehouse Security With Installation/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቅሚ መዕበይን ምምዕባልን ስራሕቲ ማለት ምድብ 1 (Supply, Installation and configuration of network infrastructure for setit Humera town Administration Office) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክነስርሕን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንከተማታት መቐለ ፣ ኣክሱም፣ ዓዲግራት፣ ሽረን ኔት ዎርክ ኬብሊንግ ( ኔትዎርክ ኬብሊንግ ኢንስታሌሽን) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ