ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 10, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒሕርሻ መሺነሪኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ትግራይ ዉሃ ሥራዎች ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን ዕቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴዎች እንድትጫረቱ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 11, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኤሌክትሪኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት :ሕትመን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣብ ሮማናት አደባባይን መቀለ ጥዕና ጣብያን ናይ ትራፊክ መብራህቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ነዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ህንፃ : መላወወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ማሽን : ናይ ኣዉቶ ዉይም መኪና መለዋወጢ ኣቅሒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤለክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater rewinding/Armature rewinding) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ :ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሕትመት :መፃሕፍቲ :ናይ መኪናን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ feed processing machine ( ናይ እንስሳ መቃናበሪ ምግቢ መሳርሒ ) ን 2010 ዓም በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት