ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈላለዩ አቁሑት ከም ኤለክትሮኒክስ :መለዋወጢ ሳይክል: ጎማ ሞተር ሳይክል :ጎማ መኪናን :ሞተር ሳይክል: መሳርሒ ፅሕፈ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 15, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረዱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን : ኣቅሑት ፅሬት ኢሊዉን ኣቅሑት ዉፅኢት ኢንዳስትሪ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 4, 2010 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣብ ቀዳማይ ግልፂ ጨረታ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ከይተገዝኡ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት 2ይ ንምጭራትን ከምኡ ድማ ካለኦት ተወሰክቲ ዕድጊታት ንምፍፃምን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጪ ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መኖ ዘርእን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጉሎመከዳጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ጎማን እስፔርን ዘይትን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 12, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክስርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator , Mixer and Vibretor)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል እስፔርን : ናይ መኪና ጎማታት ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 28, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጋታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን እታወታት ኣብ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝሰርሑ ምስሰዓሩ ድማ ሳምፕል ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 7, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን