ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ማይ ሞተራት ኤሌክትሪካል ጀነሬተርን ሚክስርን ቫይብሬተር (Water pump, Electrical generator , Mixer and Vibretor)ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 3, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
/
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት
/
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫራቲ ካብ ቢሮቁፅሪ 613 / 200.00 / ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ::
ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬትን:ቲን ቁፅሪ :ንግዲ ምዝገባ ዝተመዝገበኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመንት ከቅርቡ አለዎም
ተጫረቲ ካብ ዘቅረብዎ ጠቅላላዋጋ 2% /ክልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም
ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ 18/3/2010 ዓ/ም ክሳብ 3/4/2010 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሸት /5:00 / ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉጊዜ አብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ኸቅርቡ ይክእሉ::
ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝርከብሉ እዩ::
እቲ ዝተዉሃብ በዝሒ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ አይፍቀድን እቲ ዝመላዕኩምዎ ጨረታ ሰነድ ቁብል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ
ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ አለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝ አይካአልን::
ዝተአዘዘ ንብረት ሰዓራይ ኮይኖም እንትርከቡ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ብCPO ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ አበ ዉሽጢ 20 መዓልቲ አጠቃሊሎም አታዊ ይገብሩ
እቲ መእዘዚ ሰነድ ድማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
አቲ ድርጅት ዝሓሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s