ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን እታወታት ኣብ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝሰርሑ ምስሰዓሩ ድማ ሳምፕል ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
መለክዒ ኣንከር ቦልት Anchor Bolt Specification (mm) | |
DIA | QTY |
16 | 1216 pcs |
24 | 1536 pcs |
Â
1 ቲን ናምበር ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድን ዘቅርብ
2 እቲ ንብረት ብዝምልከቶ አካል ምስተረጋገፀ ተቀባልነት ይረከብ
3 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
4 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 28/2/2010 ዓም ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117
5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ቀዳም 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:00
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/3/2010 ዓም ሰዓት 8:30
7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲÂ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን
9 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ቢሮ ቁፅሪ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁፅሪ 117
10 ተጫረቲÂ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 20,000.00 ብር /ዒስራ ሽሕ/
11 ጨረታ መዐደጊ ሰነድ 100 ብር
12 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግልÂ
ስልኪ ቁፅሪ 0914481666 /0342410233