ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዩ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ : ናይ ማይ ኣቀሑት ትቦታት መገጣጠምን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 6, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ፅሬት አቁሑት :ኤለክትሮኒክስ አቁሑት :ህንፃ መሳርሒ :መኪና መለዋወጢ አቁሑት :ክዳን ሰፋይት :ናይ ጀነሬተር አቁሑት: መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 7, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 29, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማይ ግልጋሎት ከተማ ቤት ማራ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንክተማና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮነክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኣቅሑት ፅሬት: ናይ ማይ መለዋወጢ : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጋንታ አፈሹም ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
Trans Ethiopia PLC is looking potential and eligible suppliers of screw air compressor. Thus and invited to participate in the bid in line with the under listed instructions/terms and conditions ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 25, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ናይ ማይ መፃረዪ መሽንን ናይ ጀነሬተርን መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
የሰሜን ሪጅን የመንግስት ሰራተኞች ማህበራዊ ዋስትና ኤጀንሲ ለ2010 በጀት አመት አገልግሎት የሚዉሉ ኣላቂ የፅዳት እቃዎች :የመኪና እና የሞተር ሳይክል ጎማ :ዘይትና :ቅባት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛተ ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን