ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን: ስፔር ፓርት :ጎማን ባትርን :ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት: ፅሬት አቁሑት :ሕትመት: ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 /2009 ዓም ዘለዎ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓም ተወሳኬ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ

4 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

5 መዓደጊ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ኮይኑ ንፅሕፈት ንቀለልቲ ኣቀሑትን Â 50 ቅርሺ ን ኤሌክትሮኒክስ 30 ቅርሺ ንስፔር ፓርትታት 50 ቅርሺ ንኣቁሑት ፅሬት 30 ንሕትመት አቁሑ 30 ቅርሺ ንፈርኒቸር 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፍት ትልምን ፋይናንስን ከይድ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳርን ብረትን ኪዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ ክፍሊ 10 ሰነድ ጨረታ ካብ 27 ነሓሰ 2008 ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሐታይ ማይጨዉ መስከረም 12 /2009 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:30 ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ ዝምለስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንቀለልቲ ሃለቅትን ኣቁሑትን 10000 ቅርሺን ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺን ንስፔር ፓርትታት 10000 ቅርሺ ኣቁሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንሕትመት 2000 ቅርሺ ንፈርኒቸር 2000ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሐደን ሐፈሻዊ ዋጋን መሊእኩም ክሳበ 12 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ይግባእ

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

10 ተጫረቲ ካብ ዝሰዓርዎ ሐፈሻዊ ዋጋ 10% መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ካብ ዝተነገሮም ማዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታተልቲ መዓልቲታት ዉዕሊብ ምእሳር ብዝተአዘ ዝርዝር መሰረት በዝሕ ንፅሬትን ከረክቡ ይግባእ

11 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝቀረቡ ዝርዝር ዓይነታት ንብረት ክሳብ 20% ክዉስክን ወይ ዓክቅንስን ይክእል ብተወሳኪ ክሳብ 20% ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ክውስክ ይክእል እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346680319 /0346680276/ 0346680336 ደዊልካ Â ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s