ተዓፅዩ
ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ