ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ልማዓት ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ድሕሪ ናሆም ካፌ ናይ ደጋፊ ጋብዩን መንደቅ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብብርከ ደቂቅ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ