ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝኮነ ኣብ ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 02 ዝርከብ መናሃሪያ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሸተይ ናይ ኮንስትራክሽን ዉልቀ ዳኣንትን ማለት እዉን ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላትን ማህበራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣስገለ ፅምብላ