ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት