ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፣ ዕድጊት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ