ተዓፅዩ
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ስራሕቲ ሎጅድቲክ ስቶር ብጨረታ ክትጫረቱ ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ700,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ