ተዓፅዩ
አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ