ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም