ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ንዘለዉ ሰራሕትኛታት ጋወንን ደምቢ ክዳን (የኒፎርም) ከስፍየሎም ይደሊ።ስለዚ ብናይ ባዕሎም ጨርቂ ሰፈዩም ከቅርቡ ካብ ዝክእሉ ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ከስፊ ይደሊ።ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳቱ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቕፅል ገፅ ኣሎ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 9, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

3ይ ግዘ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 11, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 11, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ንቤት ትምህርትና ስራሕቲ ኣይሲቲ ግልጋሎት ዝህቡ ዝተፋላለዮ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 4, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 4, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሐቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፄሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮ መፅሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 5, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 5, 2010 3:20 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019