ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረት ዝተፈላለዩ ዘገልገለ ንብረታት ማለት እውን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔር ፓርትን ዝተፈላለዩ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለይ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 158.40 (-1.3) | 159.98 (-1.32) | |
| 184.01 (-2.07) | 185.85 (-2.09) | |
| 23 (-1) | 23.63 (-0.22) | |
| 9.73 (-0.12) | 9.83 (-0.12) | |
| 0.99 (-0.01) | 1 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ