ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 156.44 (-0.8) | 158.00 (-0.82) | |
| 183.52 (-1.49) | 185.35 (-1.51) | |
| 23 (0) | 23.15 (-0.15) | |
| 9.49 (-0.11) | 9.59 (-0.1) | |
| 0.98 (-0.01) | 0.99 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ