ተዓፅዩ
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንክይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ብማህበረ ሰብ ዝምርሓ ን ኣብወረዳና ጣብያታት ማይ ዓይኒ :ማይ አንበሳ : ማይ ተከሊት :ዉህደት :መድሃኒኣልም: ሐድነት :ሓየሎም መብራህትን ሽላን ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ሐድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመርን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳሪሒታት ናይ ማይ ቧንቧን መለዋወጢ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 15, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ