ተዓፅዩ
ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2010 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ