ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ - ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታእንደርታ
ዝወፀሉ መዓልቲ