ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስዕ/ፋይ/ምም/ንብረትን ንቤት ማዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ገፀር መንገዲ ስራሕቲ ንምስራሕ ከም ሎደር፣ ግሪደር፣ ሮለር፣ ሻወር ትራክን ሲኖ ትራክን ዝመሳሰሉ ማሽነሪታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 13, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ