ተዓፅዩ
ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብዪ ዓዲ ኣብ 2017 ዓ/ም ንኮድ 4-00890 ትግ ስካንያ MARCOPOLO MODEL F94HB ዝኾነት ኣዉቶብስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቑሑትን/SPARE PARIS/ ካልኦትን ኣቑሑት ካብ መደበኛ በጀት ብዝተመደበሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ