ተዓፅዩ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብምድብ መቂሉ ምድብ 1 ወንበረን ጠረጰዛን : ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ላፕቶፕ : ምድብ 3 መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 7, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ