ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑ ገዛ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ