ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑት መኪና፡ዘራእቲ ተክሊ፡ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ኣብ ዝትፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ስራሕቲ ማይ ብጨረታ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ናዕዴር ዓዴት
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 156.74 (0.27) | 158.31 (0.28) | |
| 183.50 (0.4) | 185.33 (0.4) | |
| 23 (0) | 23.16 (0.04) | |
| 9.44 (0.01) | 9.54 (0.01) | |
| 0.98 (0) | 0.99 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ