ተዓፅዩ
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግብ ዉሕስናን ንአገልግሎት እቶም ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ