ተዓፅዩ
ትካል ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንናይ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት እትዉዕል ሎደር ብዉሰን ጨረታ ቁፅሪ MGP/057/2020 ብዕለት 29/06/2020ዓ/ም/ፈ አወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊ ስለዝኾነ ድማ ብቕዓት ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዝይ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መስፈርት ንክትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 9, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ