ተዓፅዩ
ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ