ተዓፅዩ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ኣብ 8.9 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረበ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2011 9:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ