ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝፅገኑ ናይ ማይ መዋህለሊ ኣብ ዝባን ገደና ንዝስራሕ በዓል 25000 ሊትሮ ዝሕዝ ሓዱሽ መዋህለሊ ገንኢ ንምስራሕ ስለዝደሊብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ብናይ ዋሽ በጀት ዝስራሕ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ