ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክትሰርሖም ካብ ዝሓዘቶም መደባት፣ 1 ምክያድ ካልኣይ ዙር ሲምፖዚየም ሃገር ቦቀል ባህላዊ ፍልጠታት እሴታትን ትግራይ ሓደ እዩ፤ ብመሰረት እዙይ ፕረሞተራት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ተግባር ነቲ እትወዳደርሉ ስራሕ እውን ብምሉእ ይኩን ብፋል ሓዊሱ ንምትግባር /EVENT ORGANZING/ ወይ፣ ነቲ ስራሕ መፈፀሚ በጀት አብ ምትእልላሽ ጥራሕ ክትሳተፉ እንተኮይንኩም ድማ ንማሕበር ስራሕ መሳለጢ ክንደይ ንባዕልትኩም ድማ ክንደይ ሚኢታዊ ካብ እትእክብዎ ስፖንሰርሺፕ ከምእትሰርሑ ብምግላፅ ክትወዳደሩ ንዕድም፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 8, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቲዮታ ሃርድ ቶፕ ዝዓይነታ መኪና እቶም ተዘርዚሮም ዘለው ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2010 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንስዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2010 3:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 27, 2010 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2008 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንሳዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019