ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንአብያተ ቤት ፅሕፈት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ተሽከርከርቲ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑትን ጎማ መኪና ምስ ካላማደርያ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ቀዒሎም ዝተዘርሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወደደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታ ፀገዴ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ