ቀዳማይ ወያነ ቤት ፍርዲ ፍ/ሄር መጋባኣያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን ክሽወጥ ወሲነ ኣሎ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ