ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት: ናይ ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታደጎዓ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ