ተዓፅዩ
ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ አወዳዲሩ እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ካብቲ ሕዚ ዘለዎ ናይ ህንፀት ደረጃ ጀሚሩ ናይ ዝተረፉ ኮለናት ምስ መሰረቶም/ footings & footing columns /# መንደቕ / Retaining wall/ # ቤዝመንት# ግሬድ ቢም# ማሻሻታ ምስ ኮንክሪቱን ከስርሕ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ