ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ህፁፅ ምላሽ ትግራይ ንሰብኣዊ ሐገዝ ዝዉዕል ደረጅኡ ፅሬቱን ዝሐለወ ቀዳማይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ(ዕፉን) ኣዉፂኦዎ ዝነበረ ጨረታ ተቀሚጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትክካል ናይ ግዜ ጥራሕ ብምምሕያሽ ብምግባረ ከቅርቡ ዝክእሉ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳዲሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ