ተዓፅዩ
ቤት ፅ/ት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ የጭላ አብ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዛገልገሉን ግልጋሎት ዘይሃቡን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታየጭላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ