ተዓፅዩ
እስጢፋኖስ ኣጠቃላይ የማሽነሪ ኣገልግሎት ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ትካልና ንብረት ዝኾነ 05/ሓሙሽተ⁄ ሳብመርሲብል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።እዚ ዝተጠቐሰ ኣቁሑት ኣብ ትካልና ውሽጢ ዝርከብ እንትኾን ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መምርሒ ክኽተሉ ኣለዎም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 12, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ