ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረት ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይ ወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጥሙር ዕድጊት ን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ፡ ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 7000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ