ተዓፅዩ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ናይ ማካይን ፅገና ናይ ኢድ ሞያ ክሳብ ስነ 30/2017 ዓ/ም ኣወዳዲሩ ካፅግን ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2017 4:40 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ