ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2013ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ በረከት ዝስራሕ ናይ መወለዳን ህንፃ ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 4, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 4, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ