ተዓፅዩ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ።መደብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣መደብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣መደብ 3 ናይ ምርምር መሳለጢ ዝኸውን ግሪን ሃውስ ኮንስትራክሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣላማጣን ኸባቢኣን ክሰርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ