ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ