ተዓፅዩ
ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ