ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሰቲት ሑመራ ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ዩኔን ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መረብኡ ከስርሖ ካብ ዝደሊ በዓል 3ተ ደብሪ ቤት ፅሕፈት ንሎሚ ዘበን ክሳብ 1 ደብሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሰቲት ሑመራ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 157.34 (0) | 158.92 (0.01) | |
| 184.12 (-0.66) | 185.96 (-0.67) | |
| 23 (0) | 23.4 (0) | |
| 9.54 (0.03) | 9.64 (0.03) | |
| 1 (0) | 1.01 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ