ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ