ተዓፅዩ
ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ ዝርከብ ናይ ማሕበርና መንበሪ ህንፃ ፕሮጀክት ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ን ኮንስትራክሽን ትካላት/ ኮንትራክተራት/ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ብህንፃ ኮንስትራክሽን /Building Constriction/ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ